ማሕበራዊ ሂወት
ኣብ Söderhamn ዚሪከቡ ማሕበራትና ሓደ ዓቢ ተሳትፎን ዉህደቲን ሃፍታም ባህልን ሑግስ ኡወትን ክህልወካ ኣስተዋጽኦ ይገብር።

Sportoteket
ንስኻ ናዉቲ ስፖርት ተዘይ ብልካ ካባና ንዝተወሰነ ግዜ ክትልቃሕ ትኽእል ዝተለብሰ። እዚ ማለት ከም ምልቃሕ መጽሓፍ ካብ ቤት ንባብ እዩ።
እንተደኣ ሕቶታት ሃሊኩም ክትዉከሱና ትኽእሉ ንዓና ብ ኢ-ፖስት።
መኽዘን ናዉቲ ስፖርት ኣለኩም (Sportoteket) ኣብ Rektorsgatan 2፣ Söderhamn (Redo).
እንተደኣ ሕቶታት ሃሊኩም ብዛኦባ ከመይ ገርካ ናይ ገዛእ ዋኒንካ ትካል ትከፍት ተወከሱ ናብ ኣገልግሎት ዓማዊል ወይ ካሎት ዝተፈላለዩ ማሕበራት።
ABF, Bilda
, SISU
, Studiefrämjandet
, Studieförbundet Vuxenskolan
.