እንካዕ ብደሓን መስጻኹም ናብ ሶደርሃመን

እዚ ዌብሳይት እዚ የገልግል ነዓኻ ሓድሽ መጻኢ ወይ እትራኸብ ምስ ሓድሽ መጻኢ ኣብ ሶደርሃመን።

ብዚ ኣለኩም ሓበረታታት ብዛዕባ ሶደርሃመን ብ 6 ዝተፈላለየ ቓንቃታት።

ምርጫ 9 መስከረም

ኣየኖት ክረክቡ ዮም ምርጫ?
ክመይ ምርጫ ክካይድ ኢዩ?
ስለምንታይ ክመርጽ ዩ?

ኣገደስቲ ካርታታት

ኣብዚ ትረኪብ ንስኻ ኣገደስቲ ካርታታት ናይ ሓባር
መራኸቢታት፣ዝተፈላለየ ቤት ትምህርትታት፣ሕክምናታት ከሙዉን ናይ ዕረፍቲ መሕለፊ ግዜ።

Söderhamn Nära

ኣብዚ ናይ ተደጋጋሚ ሕቶታትኩም መልሲ ኣለኩም ብዛዕባ IT/ኢንተርነት፣ ኤለትሪክ፣ መውዓይ፣ ማይ ወይ ቱቦታት።

ብዛዕባ እዚ ዌብሳይት

ኣብዚ ዌብ ሳይት ኣለኩም ብ 6
ዝተፈላለየ ቓንቃታት።