- መእተዊ
- | ስራሕን ትምህርትን
- | ትምህርቲ ንዓበይቲ
- | ምምሕዳራዊ ትምህርቲ ኣባጽሕን - Komvux
ምምሕዳራዊ ትምህርቲ ኣባጽሕን - Komvux
ኮምቮክስ Kommunal vuxenutbildning, komvux
ምምሕዳራዊ ትምህርቲ ኣባጽሕን - Komvux
Komvux ማለት ቤት ትምህርቲ ንዓበይቲ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ትመሃረሉ እዩ።
2ይ ደረጃ ትምህርቲ Komvux ምስ ትውድእ ናብ ላዕለዋይ ናይ ዝለዓለ ትምህርቲ ወይ ዩኒቨርስቲ ከተመልክት ትኽእል።