- መእተዊ
- | ስራሕን ትምህርትን
- | ትምህርቲ ንዓበይቲ
- | ዝለዓለ ሞያዊ ትምህርቲ
ዝለዓለ ሞያዊ ትምህርቲ
ኣብ ዝለዓለ ሞያዊ ትምህርቲ ንስኻ ብ ሓደ ሞያ ክትስልጥን ትኽእል።
እቲ ሞያዊ ትምህርቲ ድሕሪ 2ይ ደረጃ ትምህርቲ ዝውሰድ ኮይኑ ካብ 1 ክሳብ 3 ዓመት ግዜ ይወስድ፣ እቲ ክለሳ ሓሳብ ኣብቲ ቤት ትምህርቲ አቲ ግብራዊ ከኣ ኣብ ቦታ ናይ ስራሕ ትመሃሮ።
ናብ ዝለዓለ ሞያዊ ትምህርቲ ንምምልካት ዝኮነ ናይ ዕድመ ገደብ የብሉን።