እንካዕ ብደሓን መስጻኹም ናብ ሶደርሃመን

እዚ ዌብሳይት እዚ የገልግል ነዓኻ ሓድሽ መጻኢ ወይ እትራኸብ ምስ ሓድሽ መጻኢ ኣብ ሶደርሃመን።

ብዚ ኣለኩም ሓበረታታት ብዛዕባ ሶደርሃመን ብ 6 ዝተፈላለየ ቓንቃታት።

ብዛዕባ እዚ ዌብሳይት

ኣብዚ ዌብ ሳይት ኣለኩም ብ 6
ዝተፈላለየ ቓንቃታት።

ካላንደር

ኣብዚ ትረኪብ ንስኻ ግዜን ቦታን ብዝተፈላለየ መንገድታት ንኽትለማመድ ስቨንስካ።

ኣገደስቲ ካርታታት

ኣብዚ ትረኪብ ንስኻ ኣገደስቲ ካርታታት ናይ ሓባር
መራኸቢታት፣ዝተፈላለየ ቤት ትምህርትታት፣ሕክምናታት ከሙዉን ናይ ዕረፍቲ መሕለፊ ግዜ።

Söderhamn Nära

ኣብዚ ናይ ተደጋጋሚ ሕቶታትኩም መልሲ ኣለኩም ብዛዕባ IT/ኢንተርነት፣ ኤለትሪክ፣ መውዓይ፣ ማይ ወይ ቱቦታት።