Medarbetare

ብዛዕባ እዚ ዌብሳይት

ነዛ ዌብሳይት ዘዳለዉ። ካብ ጸጋማይ ኮፍ አሎም ዘለዉ Arwa Abbas, Firas Farzat, Dawit Tsada. ኣብ ካልኣይ መስርዕ Sahro Hussein, Edinah Masanga och Emad Hamdo. ኣብ ሳልሳይ መስርዕ Abdi Ahmed, Robel Ghannes, Mohammad Yousuf och Merhawi Sium. ኣብ መወዳት ዳሕረዎት Nicklas Johansson och Omar Sharmaarke.

 

እዛ ዌብሳይት ነኣኩም ኒ ሃደሽቲ መጻእቲ ናብ ሽወደን ተባሂላ ዝተደኣለወት ብ ቅልል ዝበለ ኣገባብ እትራዳድአሉ ምስ ሓድሽ መጻኢ ናብ ሃገረ ሽወደን እያ።

እቲ ዕላማና ድማ ንስኻ ብዝቐልጠፈ መንገዲ ዝደለኻዮ ሓበረታ ንምርካብ ብዘይየገድስ እትጥቐመሉ ንስኻ ኮምፒዩተር፣እይፓድ ከምኡዉን ተንቐሳቓሲት ተሌፎን እዩ።

.እዛ ዌብሳይት ዝተዳለወትሉ ብሓባር ምስ ሓደሽቲ መጻእቲ ብምኻን እያ።

 

ነዚ ዌብሳይተን ንምርካብ

ዝደለኻዮ ነገር ንምርካብ ካብዞም 5 ላዕለዎት ኣርእስቲ ብምጥቓም ሓገዝ ትረክብ። ኣብ ታሕቲ ነፍሲ ወከፍ ኣርእስቲ ትረኪብ ሓበራዊ ሓበሬታታትን ከምኡዉን ምትሕሓዝ ዘለዎ ናብ ካልእ ተመሳሳሊ ሊንካር።

ኣብዚ ዌብሳይት ዘሎ ኩሉ ጽሑፍ ብ 6 ቓንቓታት ዝተዳለወ እዩ። ንሳቶም ድማ ስዊድሽ፣ኢንግሊሽ፣ዓረብ፣ሶማሊ፣ዳሪ ከምኡ ዉን ትግሪኛ።ኝስኻ ነታ ብጫ መመልከቲ ኣብላዕሊ ዘላ ብምጥዋቕ ትግርኛ ኪትመርጹ ትኽእሉ።

ንስኻ ክደሊ ትኽእል ሓበረታታት በቲ ቓንቓኻ ነታ መጻረይት (förstoringsglaset) ብምትውእቕ።

 

ትርጋሜታት

ኩሉ ናይ ምቱርጋም መስርሕ ንጥፈታት ብ ኣባላት ናይ Resurscentrums እዩ ተዳልዩ።

ኩሉ እዚ ተቶርጊሙ ዘሎ ሙሉእ ብሙሉእ ትኽክል ኣይኮነን ብጀካ ስቨንስካ ጽሑፍ ኣብ informationsoderhamn.se ዘሎ ጥራይ ክእረም ዝኽእል ብ ምምሕዳር ሕጋዊ ጽሑፍ እዩ።