ብኸመይ ኣብ መዋእለ ህጻናት ቦታ ትረክብ

ምምሕዳአ አዩ ወሳኒ ውላድካ ኣበየናይ ቤት ትምሕርቲ መዋእለ ህጻናት ክመሃር ከም ዘለዎ።

ንስኻ ውላድካ መዋእለ ህጻናት ከም ዘድልዮ ንምምሕዳር ኣመልክት።

ምምሕዳር ግብኡ እዩ ንውላድካ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ቦታ ክረኽበሉ ብዝተኻእለ መጠን ከኣ ኣብ ከባቢ መንበሪ ገዛኻ ይኸውን።

ኣብ መዋእለ ህጻናት ቦታ ትረኽበሉ ካብቲ ዝተመዝገብካሉ (ዝሓበርካሉ) ግዜ ተታሒዝልካ ዝጸንሐ ብሪጋኻ ትረክብ።

ወላዲ ናይ ህጻን ነቲ ዕድል ዝተዋሕቦ እንተ ነጺግዎ አሞ ኸኣ ኣብ ሪግኡ ክጸንሕ እንተ ደኣ ኮይኑ ከም ብሓድሽ ክምዝገብ ኣለዎ።

እንተ ደኣ ሰፈር ዘይሕስካ ሰፈር ክትሕዝ ተደሊኻ ቀዳምነትምሪጫ ኣለካ ኣብቲ መሰጋገሪ ቦታ ደው አልካ ተጸበ።

ኣብዚ ተዊኩም ፎርም ክትመልኡ ትክእሉ ኢኩም   Pdf, 2.2 MB, opens in new window.